??? ????? | kullu for kids by Sinit Fitsum | Dawit Semere | Kullu

Last Updated: June 22, 2021
ታሪኽ ንህጻናት | kullu for Kids ንህጻናት ተኻታታሊ ናይ ትምህርቲ ኣዛናጋዒ ሓጺር ዛልታታትን ንቆልዑን ንስድራቤትን።ብዛዕባ ሃገርና ኤሪትራ ኣስፊሓ ትገልጽ ታሪኽ ፣ባህሊ፣ቆንቆ፣ዘዘኻኽር ኢዩ። ፉሉጣት ናይ ሃገርና ኤርትራ ከም በዓል ባህረ ነጋሲ ፣ራስ ወልደሚኬኤል ሶሎምን፣ደጌት ባህታ ሓጎስ፡ኢድሪስ ኣዋተ፣ኣብረሃም ኣፍወርቂ፣የማነ ባሪያን ካልኦት ናይ ዓለምና ዉሪያት ገጸ ባህሪያት ዘለዎም ኣርእስትታት ዘሓዘት ታሪኽ ዝድህስስ ህልዉ ፈጠራ ፍጻሚታት ከምኡ ውን ከም መንገዲ ባቡር ኣህጉራዊ ዛምስል ዓበይቲ ምህንድስና
Copyright © 2025 PodcastSearch.org All Rights Reserved.